March 13, 2024

ዑደት ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ
ኣብ ሪፑብሊክ ኢጣልያ

ሓዳስ ኤርትራ
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝመርሖ፡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኮሚሽነር ባህልን ስፖርትን ኣምባሳደር ዘመደ ተኽለን ዝርከብዎ ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ብዕደመ ቀዳመይቲ ሚኒስተር ኢጣልያ ጆርጂያ መሎኒ “ድንድል ንሓባራዊ ዕብየት” ብዝብል ቴማ ኣብ ዝተወደበ ዋዕላ ኢጣልያ-ኣፍሪቃ ንምስታፍ፡ ብሰንበት 28 ጥሪ 2024 ልክዕ ፍርቂ መዓልቲ ሮማ ኣትዩ። ርክብ መራሕቲ ሃገራትን ትካላትን ኣፍሪቃ ምስ ሰበ-ስልጣን ኢጣልያ ብ28 ጥሪ ምሸት፡ ፕረዚደንት ኢጣልያ ሶርጂዮ ማታረላ ብዝገበሮ ናይ ድራር እንግዶት እዩ ጀሚሩ። ኣብ’ቲ ኣጋጣሚ ፕረዚደንት ማታረላ፡ ኣብ ዝሓለፈ ቀረባ ዓመታት፡ ኣብ መንጎ ኢጣልያን ኣፍሪቃን ብደረጃ ሚኒስተራት ክካየድ ብዝጸንሐ ርክባትን ምይይጥን ኣብ መንጎ ሃገሩን ኣፍሪቃን ዝምድና ንምድልዳል መሰረት ከምዘንጸፈ፡ ሱታፌ ብርክት ዝበሉ መራሕቲ ኣብቲ ዋዕላ

download

Latest Articles

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

Statement by Ambassador Sophia Tesfamariam Permanent...

Conversation with Ceramic SculptorNasser Abdelwasie