December 30, 2017

ዓቢ ፖለቲካዊ ጸወታን ሻውዓይ ምዕራፍ ባይቶ ጸጥታን
7ይ ክፍል
ትንታነ መርገጺ ኣባል ሃገራት ባይቶ ጸጥታ
ኣብ ውሳነ ቁጽሪ 1907

ብዶ/ር ኣሕመድ ሓሰን ድሕሊ
ብ23 ታሕሳስ 2009 ኣንጻር ኤርትራ ዝሓለፈ ውሳነ ባይቶ ጸጥታ ቁጽሪ 1907 ዓሰርተ ሰለስተ ሃገራት ናይ ደገፍ ድምጺ ሂበናሉ። ንሳተን ከኣ፡ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ፡ ብሪጣንያ፡ ሰሜን ኣየርላንድ፡ ፈረንሳ፡ ሩስያ፡ ኡጋንዳ፡ ቱርኪ፡ ቬትናም፡ ኩርዌሽያ፡ ኮስታሪካ፡ ሜክሲኮ፡ ጃፓን፡ ቡርኪናፋሶን ኣውስትርያን እየን። ከምኡ ድማ ሊብያ ክትቃወም ከላ ቻይና ግን ድምጺ ኣይሃበትን። ኣብ’ዚ ክፋል’ዚ እምበኣር ነፍሲ ወከፍ ሃገር ዝሃበቶ ናይ ደገፍ ይኹን ተቓውሞ ወይ ዕቃበ ድምጺን ዝተዋህቦ ምኽንያታትን ምስ ርኤና፡ መልሲ ክንህበሉ ኢና።

1. ሊብያ
ብሊብያ ክንጅምር። እታ እንኮ ነቲ ውሳነ ዝተቓወመት ሃገር ስለዝኾነት ጥራይ ዘይኮነ፡ ኣብ’ቲ እዋን’ቲ ኣቦ መንበርነት ሕብረት ኣፍሪቃ ሒዛ ብምንባራ ኢና ብኣኣ ክንጅምር መሪጽና።

Latest Articles

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

Statement by Ambassador Sophia Tesfamariam Permanent...

Conversation with Ceramic SculptorNasser Abdelwasie