November 30, 2024

ዕላል ምስ በንያም ሃይለ
ደራሲ ‘ምኡዝ ዋዛታት ዋርሳይ ይከኣሎ’

ሜዳ ብኸመይ ተሰሊፍካ ?
ኩነታት አሰላልፋይ’ኳ ኣብታ ‘መስዋእቲ ጀጋኑ’ እትብል ቦኽሪ ድርሰተይ ብዛንታ መልክዕ ብሰፊሑ ገሊጸዮ ኣለኹ። ብሕጽር ዝበለ ግን ኣብ መጀመርያ ወርሒ ናይ 1978 ናይ ፍርቂ ሰሚስተር መርመራ ገይርና። ሽዑ ኣብዚ ሎሚ ቀይሕ ባሕሪ ዝበሃል ዘሎ ቤት ትምህርቲ 11 ክፍሊ እየ ዝመሃር ነይረ። ኣብቲ እዋን’ቲ ህዝባዊ ግንባር ንባጽዕ ብኸፊል ተቘጻጺሩ፡ ኣብ ሰይድቺ ዝዓረደሉ’ዩ ነይሩ። ኣነ በዚ ቅልጡፍ ዓወታት ናይ ገድሊ ኣዝየ እግረምን እምሰጥን ነይረ። ክንዲ ዝኾነ ምዕባለ ሰውራ ንኽርኢ ብዝብል መደብ’የ ብጉልዒን ነፋሲትን ገይረ ንጊንዳዕ ወሪደ። ጊንዳዕ ሓደ ክልተ ሰሙን ኣቢለ ምስ ጸናሕኩ ንኽጋደል

download

Latest Articles

رسالة الجبهة الشعبية بمناسبة الفاتح من سبتمبر 2026

መልእኽቲ ህዝባዊ ግንባር ብኣጋጣሚ ባሕቲ መስከረም 2026

الفاتح من سبتمبر البدايات وادوبحا