March 13, 2020

ዕላል ምስ ኣለምሰገድ ተስፋይ
ደራስን ተመራማሪ ታሪኽን
ባህልን ስነጥበባትን

መስፍን ገብረሂወት

ደራስን ተመራማርን ታሪኽ ብጻይ ኣለምሰገድ ተስፋይ ብ1944 ኣብ ዓዲዃላ ተወሊዱ። ብ1969 ኣብ ኢትዮጵያ፡ ብ1972 ድማ ኣብ ሕ.መ.ኣመሪካ ብሞያ ሕጊ ናይ ባችለርን ማስተርስን ማዕርግ ለቢሱ። ብ1974 ናይ ዶክቶረይት ትምህርቱ ኣቋሪጹ፡ ኣብ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ብምስላፍ፡ ክሳብ ናጽነት ኣብ ክፍልታት ህዝቢ፡ ትምህርቲ፡ ባህሊ፡ ምንቕቓሕ ዜናን ኣገልጊሉ። ነዚ ዝሓለፈ ኣስታት ዕስራ ዓመት ናይ ናጽነት ድማ፡ ነቲ ካብ 1941 ክሳብ 1962 ዝዝርጋሕ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ከም ሓደ ጥሙር ተኸታታሊ መጽናዕቲ ኣብ ምድላው እዩ ኣሕሊፍዎ። ኤርትራ፡ ካብ ፈደረሽን ናብ ጐበጣን ሰውራን መዛዘሚ ናይ’ዚ ብኣይንፋላለ ጀሚሩ ናብ ፈደረሽን ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ፡ ካብ ማትየንሶ ክሳብ ተድላ ዝቐጸለ ተተኻኻኢ ቕጽታት እዩ። ብዘይካ’ዚ፡ ብጻይ ኣለምሰገድ ተስፋይ ብርክት ዝበለ ልብወለዳዊ ዛንታታት፡ ተዋስኦታት፡ መጽናዕታዊ ጽሑፋትን ቴማታትን ብቛንቋታት ትግርኛን እንግሊዝን ዘበርከተ ገዲም ደራሲ እዩ። ብጻይ

download

Latest Articles

ንልክዕ መረዳእታ

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

ሓጺር መብርሂ ብዛዕባ ዝምድና ኤርትራን ሩስያን