April 1, 2024

ዕምቆት ዝምድና ኤርትራን ሶማልን

ብዶ/ር ኣሕመድ ሓሰን ድሕሊ
ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን ሼኽ ማሕሙድ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብዘቅረበሉ ዕድመ መሰረት ብ17 መጋቢት 2024 ናብ ሃገረ ኤርትራ ወግዓዊ ዑደት ኣካይዱ። ኣብ’ቲ ርክብ ክልቲኦም መራሕቲ ብዛዕባ ምዕባለታት ኩነታት ሶማል፡ ክልተኣዊ ዝምድናታትን ብሓባር ኣብ ዘገድሶም ዞባዊ ጉዳያትን ሓሳባት ተለዋዊጦም። ዑደት ፕረዚደንት ሓሰን ሼኽ ማሕሙድ ዝምድና ኤርትራን ሶማልን ኣብ ኩሉ ፖለቲካዊ፡ ቊጠባዊ፡ ወተሃደራዊ፡ ጸጥታውን ባህላውን መዳያት ቅልጡፍ ገስጋስ ኣብ ዘርእየሉ ዘሎ ህሞት’ዩ ተኻይዱ። እዚ ዑደት’ዚ ሕጂ ዝተወልደ ዘይኮነስ መቀጸልታ ናይ’ቲ ፕረዚደንት ሶማል ኣብ

download

Latest Articles

መበል 35 ዓመት በዓል ናጽነትን ሓርነትን ዮሃና ነዚ...

في الذكرى الـ 35 للتحرير والاستقلال التحية لهذا الشعب وذاك الجندي...

Minister Osman Saleh’s Address on the Occasion of...