October 23, 2026

“ዘይቀደሙ’ውን መጻጽ’ያ ነይራ” በለት ወኻርያ!

October 22, 2026
ኣብ ሕብረተሰብና፡ ወኻርያ ዝከኣላ ኩሉ ፈቲና ምርካብ ንዝሰኣነታ ፍረ፡ “ዘይቀደሙ’ውን መጻጽ’ያ ነይራ” በለት! ዝብል ብሂል ወይ ምስላ’ሎ። እዚ ረዚን ትርጉም ዘለዎ ኣበሃህላ፡ ኣላሽ ዝበለን ተስፋ ዝቘረጸን ንዝዛረቦ ዝውክል’ዩ። ቀዳማይ ሚኒስተር ሰልፊ ብልጽግና ኣብ’ቲ ብ19 ጥቅምቲ ብቋንቋ ትግርኛ ዝሃቦ – ብሓያል ናይ ኣርትዖት መስርሕ ዝሓለፈን ኣቐዲሙ ዝተመልአን ንባብ ምባሉ ዝቐልል ቃለ-መሕትት ብዛዕባ ኤርትራ ዝበሎ፡ ካብ’ዚ ናይ ወኻርያ ዝፍለ ትርጉም ዝወሃቦ ኣይኰነን። ኣብ’ዚ ብቴለቪዥን ኢትዮጵያ ዝተፈነወ ቃለ-መሕትት፡ ምርኡይ ቀዳማይ ሚኒስተር ብልጽግና፡ ንቑጠባ ኤርትራ ብቐንዱ ድማ ንጽላት ኢንዱስትሪ ኣመልኪቱ ከይተሓተተ ኣብ ዝሃቦ መልሲ፡ ድሕሪ ናጽነት ኣብ 1991 “ደኽዲኹ ወይ ዓንዩ” ክብል መዲሩ። ንእግረ-መንገዱ’ውን፡ ምስ “ልኡላዊ መስኮት ባሕሪ”ን

download

Latest Articles

قال الثعلب: ” كانت حامضة بالأصل ” !

“ዘይቀደሙ’ውን መጻጽ’ያ ነይራ” በለት ወኻርያ!

Eritrea: Delegation Statement at Sixth Consultative Meeting on Enhancing Coordination of...