September 15, 2023

ዘይተጸውየሉ ገስጋስ ኣብ ኤርትራ

 ብዩጀን ፐርየር – 14 ሓምለ 2023
ኤርትራ፡ ኣብ’ቲ ምምሕዳር ዋሽንግተን ቅቡል ዝብሎ ውሽጣውን ግዳማውን ፖሊሲታቱ ስለ ዘይትቝረን፡ ወርትግ ብጸለመታት ምስ ተደወነት እያ። ናብ ኤርትራ ገጹ ብመራኸቢ ብዙሓን ምዕራባውያን ዝቐንዕ ነቐፌታታት፡ ስርዓት ንምልዋጥ ዕላማ ዘለዎ – ኰነ ተባሂሉ ትርጉሙ ዝሰሓተ ወይ እውን ዝተማህዘ ዛንታ ኰይኑ እዩ ዝቐርብ። ካብ’ዚ ዛንታ ዝተፈልየ፡ ሓቅነት ዘለዎ፡ ‘ኤርትራ እክይቲ” ካብ ዝብል ርእይቶ ዝወጽእ ሓሳብ – ክኢላታት ኢና ብዝብሉን ብዓበይቲ ማዕከናት ዜናን ከም ውጹእ ፕሮፖጋንዳ እዩ ዝቝጸር። መንደራጋሕ መጥቃዕቲ ኸኣ ይፍነወሉ።ነዚ ዝበሃል ኩሉ ባዕለይ ብኣካል ንምዕዛብ፡ ኣቐድም ኣቢለ ርእየዮ ናብ ዝነበርኩ ከባቢታት ኣስመራ፡ ባጽዕ፡ ኣፍዓበት፡ ከረንን ናቕፋን – ኣብ ኢትዮጵያ ዕግርግር ኣብ ዝነበረሉ ግዜ ኣብ ታሕሳስ 2021 ተጓዒዘ። ኣብ ጐደናታት ከም ድላየይ እናተንቃሳቐስኩ፡ ኣብ እንዳ ሻሂን ኣብያተ-መግብን

download

Latest Articles

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

Statement by Ambassador Sophia Tesfamariam Permanent...

Conversation with Ceramic SculptorNasser Abdelwasie