June 30, 2024

ዮሃና! ብሩራዊ እዮቤልዩ ሳዋ

ማእከል ስልጠና ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፡ “ሳዋ – ዕቱብ ምርጫ ንውሑስ መጻኢ!” ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ቴማ፡ ኣብ ቀዳማይ ሰሙን ነሓሰ፡ መበል 25 ዓመት ምምስራት ናይታ “ትእምርቲ መኸተን ልምዓትን” ዝኾነት፡ ቅርዓት ምልመላ መንእሰያት – ሳዋ ክጽምብል እዩ። ህዝቢ ኤርትራ፡ ብመሪርን ነዊሕን ሓርነታዊ ኲናት ሓሊፉ ናጽነት ድሕሪ ምርግጋጹ ዝጽበዮ ዝነበረ ዓቢ ዕማም፡ ነቲ ብረዚን መስዋእቲ ዝተረኽበ ናጽነትን ልኡላውነትን ምውሓስን ምድልዳልን፡ ብኲናት ዝዓነወ ሃገር ዳግም ብምህናጽን ብምምዕባልን ሃገራዊ ራእይ ክውን ምግባር’ዩ ነይሩ። ተረካቢ ሕድሪ መንእሰይ፡ ነዚ ከቢድ ዕማም’ዚ ዝበቅዕ ንቕሓት፡ ኣእምሮኣዊን ኣካላዊን ብቕዓት ከጥሪ ከኣ፡ ምዅስኳስ መንእሰያት ወሳኒ ነበረ። ነዚ ወሳኒ ዕማም ንምትግባር ድማ መደብ ሃገራዊ ኣገልግሎ

download

Latest Articles

Promoting Social Justice in Eritrea: The Role of an...

Director General of the National Museum, Dr.Yosief...

President Isaias Afwerki’s Interview With Local Media...