July 11, 2024

ዲፕሎማሲ ልምዓት

ኤርትራ፡ ወፍሪ ብምትብባዕ ምስ ርጡባት መሻርኽቲ ንምጽማድ፡ ኣብ ንጡፍ ዲፕሎማሲያዊ ምንቅንስቓስ ትርከብ። ብድንግል ጸጋታትን እሙር ብልጫታትን “ኤርትራ ንወፍሪ እተብህግ ሃገር’ያ” እንተተባህለ ምግናን ኣይኮነን። ኤርትራ እትውንኖ ኩሉ ዝፈልጦ ቀንዲ ጸጋታት ንምድጋም፦
1) ኤርትራ እትርከቦ ጂኦግራፊያዊ ከባቢ፡ ኣዝዩ ስትራተጂያዊ ቦታ ናይ ዓለምና’ዩ። ኣብቲ፡ መትኒ ቁጠባዊን ንግዳዊን ንጥፈት ዝኾነ ማያዊ መስመር ዓለምና – ባሕሪ ኤርትራ (Red Sea) – ልዕሊ 1200 ኪ.ሜ. ገማግምን ልዕሊ 350 ደሴታትን ትውንን።

download

Latest Articles

Interview with President Isaias Afwerki on Global,...

Italy and Eritrea Strengthen Bilateral Ties with New...

حوار مع الرئيس اسياس افورقي