October 2, 2026

ጋዜጣዊ መግለጺ
ናይ ኢትዮጵያ ዘሕዝን ተጻባኢ ተግባር

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዘውጸኦ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ምዕጻውን ዓሰርተ ኤርትራውያን ዲፕሎማሰኛታት – እንተላይ ፈጻሚ ጉዳያትን ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝተመደቡ ካልኦት ኤርትራውያን ዲፕሎማሰኛታትን ናይ ምስጓግን ስጒምቲ ከምዝወሰደ ኣፍሊጡ’ሎ። ነዚ ዘይምኽኑይ ተጻባኢ ተግባር ቅኑዕ ንምምሳል፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንኤርትራ ብ“ቀጥታውን ዘይቀጥታውን ተግባራት ተጻብኦን ምትዅታዅን” ንምኽሳስ ዘይፈንቀሎ እምኒ የለን። እዚ መስደመም ስልበጣ’ዩ። ግደ ሓቂ፡ ኢትዮጵያ እያ ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ ዓመታት፡ “ልኡላዊ መስኮት ባሕሪ ንምርግጋጽ” ንዝሰመየቶ ተጻባኢ ኣጀንዳ ንምትግባር፡ ልኡላዊ ወደባትን ገማግም ባሕሪን ኤርትራ

download

Latest Articles

بيان وزارة الخارجية الارترية أثيوبيا ترتكب عملا عدائيا

ጋዜጣዊ መግለጺ ናይ ኢትዮጵያ ዘሕዝን ተጻባኢ ተግባር

Press Release: Ethiopia’s Deplorable Acts of Hostility