March 22, 2023

ጋዜጣዊ መግለጺ ኤርትራ፡
ንውንጀላ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ትነጽግ

ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፡ ትማሊ 20 መጋቢት 2023 ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ምስ’ቲ ጃንዳ ወያነ ደይ መደይ ኢሉ ህውከት ንምፍጣር ዝኸፈቶ ናይ ቃጻ መጥቃዕቲን ንክልተ ዓመታት ዝቐጸለ ግጭት ሰሜን ኢትዮጵያን ኣተሓሒዙ፡ ዳግማይ – መርትዖ ዘይብሉን ጸለሎ ዝቐብእን ውንጀላ ኣንጻር ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ኣቕሪቡ። እዚ ሓድሽ ዘይኰነ ወንጃሊ ክሲታት’ዚ፡ ከም ወትሩ ኣብ መርትዖ ዘይተመስረተን ጭብጢ ዘይብሉን’ዩ። ኣካልን መቐጸልታን ናይ’ቲ ምምሕዳራት ኣመሪካ ኣጀንዳታቶም ንምስሳይ ክብሉ፡ ካብ 2009 ንድሓር ኣንጻር ኤርትራ ክኽተልዎ ዝጸንሑ ዘይሓላፍነታዊ ተጻባኢ መርገጺን ናይ ምስይጣን ተግባራትን ድማ’ዩ። ቅድሚ ሕጂ ብናይ ሓሶት ጠቐነ ዝተወሰነ በይናዊ ዘይሕጋዊ እገዳ ኰነ፡ ምምሕዳር

download

Latest Articles

Conversation with Ceramic SculptorNasser Abdelwasie

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

ንልክዕ መረዳእታ