December 22, 2019

ጋዜጣዊ መግለጺ
ዕብዳን ቐጠርን ውጥን ኲናት 2019

ቐጠር፡ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ዓመታት፡ ካብ መሬት ሱዳን ኣንጻር ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ተበግሶ ብዛዕባ ዝነበረት ተጻብኦታት ዝተዋህበ መግለጺታት ዝዝከር’ዩ። ሱዳን ከም መድረኽ ሽበራዊ ሸርሕታት እናጸበበ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎናዮ ዓመት፡ ዕብዳን ቐጠር፡ ኣሸቀልታን ከደምታን እናዓረገ ስለዝኸደ፡ ሓድሽ ውጥን ቐጠር፡ እዚ ስዒቡ ዘሎ 10 ነጥብታት ዝሓዘ ሰነድ’ዩ። እቲ ውጥን፡ ኣብ’ዚ 10 ነጥብታት ከይተሓጽረ፡ ናይ ምብራቕ ሱዳን “ቀቢላዊ ምንቛት” ዘጠቓልል’ውን እዩ። 1. ፖለቲካውያን መራሕቲ ተቓወምቲ ስርዓት ኤርትራ ብምእካብ፡ መሳርዖም ኣስሚርካ ምድጋፎም። 2. ኣተኲሮ ናብ ኤርትራውያን መንእሰያት፡ ኣንጻር ስርዓት ኤርትራ ምንዕዓቦም፡ መሳርዖም ከኣ ምውዳብ። 3. ካብ እስላማውያን ተቓወምቲ ንስርዓት ኤርትራ ብምጥቃም፡ ኣብ ውሽጦም ሃይማኖታዊ

download

Latest Articles

Conversation with Ceramic SculptorNasser Abdelwasie

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

ንልክዕ መረዳእታ