October 21, 2023

ጋዜጣዊ መግለጺ

ኣብ’ዚ ቀረባ እዋናት፡ ብዛዕባ ማያትን መሳዂቲ ባሕሪን ዝመሳሰሎ ኣርእስትታትን ዝተባህለን “ተባሂሉ” ዝተባህለን፡ እልቢ የብሉን። ዘየስደመሞ ተዓዛቢ ኸኣ የለን። መንግስቲ ኤርትራ፡ ከም ወትሩ – ኣብ ከም’ዚ ዝኣመሰለ ጐደናታትን መኣዲታትን ከምዘይዕደም ደጋጊሙ እናኣረጋገጸ፡ ንኹሎም ግዱሳት ከይትንኰዩ ይምሕጸን።
ሚኒስትሪ ዜና
ኣስመራ – 16 ጥቅምቲ 2023

Latest Articles

ምሕያል ማሕበራዊ ፍትሒ ኣብ ኤርትራ

Exploring the Marine Wonders of Eritrea

ወግዒ ታሪኽ ፈንቅል – ቅያ ኣናብስ