September 23, 2022

ጭጉራፍ ባዕላ ሃሪማ ተእዊ

ፍሉይ ልኡኽ ሕ.መ. ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ማይክ ሃመር ብ20 መስከረም 2022 ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ተወሊዑ ዘሎ 3ይ ዙርያ ወተሃደራዊ ዕንደራ ብወያነ ምብጋሱ ዘማትእ ከምዘይኮነ ኣረጋጊጹ። “ኣነን ብጾተይን ብ2 ነሓሰ መቐለ ኣብ ዝበጻሕናሉ፡ መራሕቲ ትግራይ፡ ንተኽእሎኣዊ ውግእ ይዳለዉ ከምዝነበሩ ንጹር’ዩ። ብዘይ ኣገልግሎታት ከምዚ ኢልና ክንቅጽል ኣይንኽእልን ኢና እዮም ኢሎምና” ይብል ማይክ ሃመር። መራሕቲ ወያነ መደቦም ኣቐዲሞም ንማይክ ሃመር ምንጋሮም ብርቂ ዜና ኣይኮነን። ዕንደራኦም ካብ ፈለማ ባርዀት ለኣኽቲ ከምዝነበሮ ሓያሎ መዘኻኸሪ ምጥቃስ ይከኣል’ዩ። ድሕሪ ፍሽለት 2ይ ዕንደራ ወያነ፡ ብ10 ታሕሳስ 2021፡ ሓደ ካብ መራሕቲ’ቲ ጃንዳ፡ ኣብ ቴለቪዥን ቀሪቡ፡ ኣመሪካውያን፡ ወያነ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ፡ ምስ ካልኦት ሰልፊታት ልፍንቲ ክፈጥር ይድርኹ ምንባሮም ምቅልዑ ኣይርሳዕን። ግን ስለምንታይ? ኣብ

download

Latest Articles

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

ንልክዕ መረዳእታ

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...