December 12, 2025

ጽውጽዋይ “ዝጠፍአ ገማግም ባሕሪ”

ሓዳስ ኤርትራ
9 ታሕሳስ 2025
ኣብ ዝሓለፈ ሳምንታት፡ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን ብልጽግናን ተንተንቲ ዝተሰምዩ ኣጋዋሕትን፡ ኤርትራ ናጻ ንዝወጸትሉ ዓመት እናጠቐሱ፡ “ኢትዮጵያ መስኮት ባሕሪ ዝሰኣነትሉ ኣገባብ ዘረጋግጽ ሰነድ፡ መርትዖ ይኹን ሕጋዊ ጽሑፋዊ ምስክርነት ኣይረኸብናን” ንዝብል ዘንቀደ ኣጀንዳ፡ ተተቐባቢሎምን ደጋጊሞምን ከቃልሑ ተሰሚዖም። እዚ ስግንጢር ዘመተ’ዚ፡ መበገሲኡ እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢ ኣብ ፓርላማ ዝኣወጆ “ዘይዕዉት ድልያ ሰነዳት” ዘጠቓልል፣ ንሕጋውነት ናጽነትን ልኡላውነትን ኤርትራ ዘነጻጸረ መርዛም መደረ’ዩ። እዚ በቲ ቀዳማይ ሚኒስተርን ኣጋፈርቱን ዝተፈብረኸ ጽዋ፡ ኣህጉራዊ ተፈላጥነት ንዘለዎ ልኡላውነት ኤርትራ፡ “ድልዱል ሕጋዊ መሰረት” የብሉን ኣብ ዝብል

download

Latest Articles

زيارة الرئيس إسياس أفورقي إلى المملكة العربية السعوديةرسخت...

أفورقي: وقف حرب السودان يبدأ بقطع خطوط إمداد الدعم السريع

ارتريا تسحب عضويتها من منظمة الايقاد