October 3, 2022

ፊልም “ማጨሎ”

ሰሎሞን ድራር
ብመንጽር ታሪኽ ሶፕ-ኦፔራ ብቐዳም 30 ሓምለ 2022፡ ኣብ ኣዳራሽ ምምሕዳር ዞባ ማእከል፡ ነታ ንልዕሊ ክልተ ዓመትን መንፈቕን ኣብ መደባት ኤሪ-ቲቪ ዝቐረበት ተኸታታሊት ፊልም ‘ማጨሎ’ – ወግዓዊ ምዝዛም ተገይሩላ። ኣብ’ቲ ስነ-ስርዓት፡ ነታ ፊልም ዝድህስሳ ኣፈናዊ ወረቓቕቲ/ጽሑፋት ቀሪበን ነይረን። ሓንቲ ካብኣተን ብደራሲ ሰሎሞን ድራር ዝቐረበት – ናይ ‘ጦብላሕታ’ ርእይቶ ወካሊት ኰይና ስለዝተራእየትና፡ ትሕዝቶኣ ከምዘለዎ ናባኹም ነብሎ ኣሎና። -መጀመርያ፡ ኣብዚ ዕዙዝ ኣጋጣሚ ጦብላሕታይ ኣብ ፊልም ማጨሎ ከቕርብ ዕድል ስለዝተዋህበኒ አመስግን። ንማሕበረ-ሰብ ፊልም ማጨሎ ኸኣ እንቋዕ ኣሐጐሰኩም እብሎም። ፊልም “ማጨሎ” ዓሌታ ሶፕ-ኦፔራ እዩ። ኣብ ዓለምና፡ ሶፕ ኦፔራ ኣብ ጥቅምቲ 20,1930 ኣብ ቺካጎ ሕ.መ.ኣመሪካ፡ ብፈነወ ሬድዮ እዩ ጀሚሩ። ኣብ 31 ጥሪ 1949 ከኣ፡ “These are my children” እትብል ናይ ተለቪዥን ሶፕኦፔራ ቀሪባ። ን24 መዓልቲ ምስ ተፈነወት ድማ ተቛሪጻ።

download

Latest Articles

تصريح اعلامي إثيوبيا تبحث عن ذرائع لشن الحرب وتتظاهر بالعدالة

Press Release – Ethiopia: Floating False Flags to...

ጋዜጣዊ መግለጺ ኢትዮጵያ፡ ኲናት ንምውላዕን ርትዓዊ ...