June 20, 2020

20 ሰነ ዝኽሪ መዓልቲ ሰማእታት

ግርማይ ዑቕባይ
20 ሰነ መዓልቲ ስዉኣት፡ ንሰማእታትና ብሓባር ብዝለዓለ ኽብረት እንዝክራ ዕለት እያ። ብርሃን ናጽነት ንኽንርኢ፡ ኤርትራ ሃገርና ኣብ ኣህጉራዊ መድረኽ ግቡእ ክብራ ንኸተረጋግጽ፡ ብኤርትራዊ መንነትና ንኽንኰርዕን ሰንደቕ ዕላማና ብሓበን ንኸተንበልብልን ዝበቓዕና ጀጋኑ ደቃ ምእንታና በጃ ስለ ዝኾኑ እዩ።
ዓሰርተታ ኣሽሓት ኤርትራውያን ኣብ ዝተፈላለየ መድረኻት እቲ ንኣስታት 60 ዓመታት ዝተኻየደ ቓልሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ዝኸበረት ህይወቶም ወፍዮም እዮም። ናብ ብረታዊ ቓልሲ ዘምረሐ ፖለቲካዊ ቓልሲ ኣብ እዋኑ ደም ንጹሃት ኤርትራውያን ተኸፊልዎ’ዩ። እቲ ን30 ዓመታት ዝተኻየደ ዕጥቃዊ ቓልሲ፡ ናይ ልዕሊ 65 ሽሕ ህይወት ሓቲቱ። ናጻን ሉኣላዊት ሃገር ብምዃን ኣብ ዝጀመርናሉ እዋን ድማ፡ 19 ሽሕ ዜጋታትና ወራር ወያነ ኣብ ምምካትን ሉኣላውነትና ኣብ ምኽባርን ተሰዊኦም።
ሎሚ ዓመት መዓልቲ ሰማእታት፡ ኤርትራ ብቕልጽማ ንዘረጋገጸቶ ናጽነትን ብሕጊ ዘውሓሰቶ ሉኣላውነትን ንምግሃስ ብጸላእትናን ጐይቶቶምን ንዝተኻየደ

download

Latest Articles

Conversation with Ceramic SculptorNasser Abdelwasie

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

ንልክዕ መረዳእታ