June 22, 2019

ዝኸበርካ ሓው ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፤ ስድራ ሰማእታት ድማ ብፍላይ፤ 20 ሰነ እቶም ንምውሓስ ሃገርን ምዕቃባን ዝተሰውኡ ሰማእታት ኤርትራ ዝዝከረላ ዕለት እያ። ወናኒ ሃገር ምዃን ብዋጋ ደምን ኣዕጽምትን ሰማእታት እምበር ብኸምኡ ዝርከብ ኣይኮነን። ህንጸት ሃገርን ዕቃቤኡን ድማ ብኽብሪ ሰማእታት ይደምቕ። ናይ ትማሊ ሰማእታት ዝርስዕ ህዝቢ፡ ሎሚን ጽባሕን ጀጋኑ ኣይክህልዉዎን እዮም። ስለዝኾነ ድማ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ናይ ትማሊ ስዉኣትኩም ምኽባርኩም ግቡእን ረዚንን እዩ።

መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ካልእ ተወሳኺ ድሙቕ ክብሪ እውን ኣለዋ። ሃገርና ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ምስ ምምጻእ ሓድሽ መሪሕነት ንዘቕረበቶ ጻውዒት ሰላም፡ ክቡር ፕረዚደንት ሓው ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብዝሃቦ ኣወንታዊ ምላሽ፡

download

Latest Articles

الإعلام المحلي في حوار مع الرئيس إسياس أفورقي

ቃለ-መጠይቕ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ

السفارة والجالية السودانية تحتفل بالذكرى الــ 70 لإستقلال السودان