October 30, 2021

76 ዓመትን
ሕቡራት ምንግስታት ኣሜሪካ ዶ
ንውድብ ሕቡራት ሃገራት?

መሓመድ ኑር ያሕያ
ብዕስራን ሾሞንተን ጥቅምቲ 1886 ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ እቲ ክሳብ ሕጂ ዝርአ ዘሎ ናጽነት ድሌት ኩላቶም ደቀ-ሰባት ምዃኑ ዝገልጽ ሓወልቲ ከም ዝኸፈተት ይፍለጥ።ቅድሚ ቁሩብ መዓልታት ድማ ውድብ ሕቡራት ሃገራት በቲ ምኽባር ዓለማዊ ሰላምን ጸጥታን ማዕርነታዊ መሰልን ግዴታ ናይ ኩለን ኣባላት ሃገራት ከምዝኾነ ዝኣምን ቻርተሩ ንመበል 76 ጌዜኡ ኣብዒሉ።ታሪኽ ወድብ ሕቡራት ሃገራት እንተደኣ ተዓዚብና ግን፡ ብምልኦም ውሳኔታቱ ብሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካን ብደገፍ ድምጺ መሻርኽታ ዝኾና ሰብ ፍሉይ ረብሓ ርእሰ ሓያላን ሃገራት ዝዝውር ኢዩ።እዚ ማለት እተን ሓሓሊፈን ናይ ተቃውሞ ውሳነታት ዝወስዳ ከም በዓል ሶቬት ሕብረት ነበርን ድሒሩ ድማ ሩስያን ቻይናን ገዲፍካ ማለት ኢዩ።ካብዚ ብምብጋስ፡ ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳለሕ ኣብቲ ንመበል 76 ዝተኻየደ ጽምብል መዓልቲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ተረኺቡ ኣብ ዘስምዖ መደረ፡ ብሰንኪ ረብሓታትን ጂኦ -ፖሊቲካውን ኣጀንዳታትን ናይ’ዚ ዘይሚዛናውን

download

Latest Articles

ንልክዕ መረዳእታ

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

ሓጺር መብርሂ ብዛዕባ ዝምድና ኤርትራን ሩስያን