December 5, 2025

ዑደት ፕረዚደት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ ሱዳን፡

መሓመድኑር ያሕያ
ብዙሓት ጋዜጣታት ሱዳን ነቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብ29 ሕዳር 2025 ናብታ ግዝያዊት ምምሕዳራዊት ርእሰ ከተማ ፖርት ሱዳን ዝገበሮ ዑደትን ብመንግስትን ህዝብን ሱዳን ዝተገብረሉ ድሙቕን ምዕሩግን ኣቃብብላን ሰፊሕ ሸፈነ ሂበናኦ። እቲ ብህዝብን መንግስትን ሱዳን ንፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝተገብረሉ ክብሪ ዝመልኦ ኣቀባብላ፡ መንቀሊኡ ካብ ሓልዮት ንህዝቢ ሱዳን ዝብገስ መርገጺን ኣተሓሕዛን መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ሓድነትን መንነትን ሃገረ ሱዳን እዩ።  ዑደት ፕረዚደንት ኢሳይያስ ሱዳን ሓንቲ ካብተን ፍሉጣት ሃገራትን መሰረታዊ ዓንዲ ሚዛን ቀርኒ ኣፍሪቃን ቀይሕ ባሕርን ምዃናን፡ ኣብ ምርግጋእ መላእ ዞባና ድማ ዓቢ ኣበርክቶ ከም ዘለዋን መልእኽቲ

download

Latest Articles

تعزيز العدالة الاجتماعية في إرتريا:دور برنامج متكامل لرعاية...

فَنْقِلْ

Promoting Social Justice in Eritrea: The Role of an...