March 19, 2026

ዝኽርታት ሓመድ ድበ ናደው

ምቕሉል ጅግንነት ንምሕያልን ሓርበኝነት ንመጻኢ ወለዶ
ንምውራስን ግን፡ እቲ ታሪኽ ኪንገር ግቡእ`ዩ።”
ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ

ሓርነታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብቕያታት ዝመልኦ ሕልፍ ዝበለ ተመክሮ ምዃኑ ንግንዘቦን ንደጋግሞን ኢና። ይኹን`ምበር፡ ዛጊት መሊእናስ ይትረፍ ብኣፈና`ውን ስለዘይተረኸናዮ እናሓደር ዝኸብድ ዓቢ ሸኽም ኰይኑና ምህላው ማዕረኡ ንግንዘቦን ንደጋግሞን ኢና። እቲ ጸገም እናተፈልጠ ይቕጽል ምህላው ኸኣ ብርግጽ ሓደ ስግንጢር ኩነት`ዩ። እዚ ቅያዊ ታሪኽ ጅግንነትን ሓርበኝነትን`ዚ፡ ነጋርን ጸሃፍን ሳኢኑ ዳርጋ ዓባስ ኰይኑ ምህላው እምበር ፍጹም ክምኽነን ክጽወርን ኣይክእልን። እዚ ስግንጢር`ዚ ከይተፈትሐ ክቕጽል ምግዳፉ፡ ስግር ሃላፍነት ምዝንጋዕ፡ ንታሪኽና፡ ንታሪኽ ሰማእታትና፡ ነቲ ኩሉ ዘይተነግረ ቅያታቱን ጅግንነቱን፡ ተወፋይነቱን እምነቱን፡ ዝደረኾን ዝጸሮን ንጹህ ሕልናን ኣተሓሳስባን ምብዳል`ዩ። ታሪኽና ምብዳል ከኣ ንነብስናን መጻኢ

download

Latest Articles

خطاب الرئيس اسياس أفورقي بمناسبة العيد الخامس والثلاثين...

Keynote Address by President Isaias Afwerki on the...

መደረ ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ወግዓዊ...