May 22, 2026

መበል 35 ዓመት በዓል ናጽነትን ሓርነትን
ዮሃና ነዚ ጽኑዕ ህዝብን ተባዕ ተጋዳላይን

መሓምድኑር ያሕያ
ኣሳናዳአ ጋዘጣ አሪትረኣ ኣልሓዲሳ
ሎሚ መበል 35 ዓመት በዓል ናጽነትን ሓርነትን “ጽንዓትና ዋሕስና” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ይኽበር ኣሎ። ኣብዚ መብዛሕትኡ ዝተሓላለኸ ቁርቁስን ቅልውላውን ግጥምን ህልኽን ዝሰፈኖ ዞባ ኮይና ሉኣላውነትናን ዶባትናን ኣውሒስና ኣሎና። ነዚ ኸኣ ብሓያል ጽንዓትና ዘረጋገጽናዮ እዩ። እቲ ዘጋጠመ ውዲታት ዕብየቱን ሓደገኛነቱን ብዘየገድስ ህዝብና ናጽነታዊ መሰሉ ከም ዘረጋግጽ ግን ብፍጹም ተጠራጢሩ ኣይፈልጥን እዩ። ነዚ ውዲታት’ዚ ንምምካት ከኣ ክቡር ዋጋ ክፊሉ። ሎሚ ሓይሊ ንዘረጋገጽካዮ ዓወት ክሳብ ክንደይ ትዕቅቦ’ዩ ዝልካዕ። ዝኾነ ይኹን ወገን ሰፊሕ ቦታታት ክሕዝ ይኽእል እዩ። እንተኾነ ግን ክዕቅቦ ስለዘይክእል ነቲ ዘረጋገጾ ዓወት ብቕልጡፍ’ዩ

download

Latest Articles

መበል 35 ዓመት በዓል ናጽነትን ሓርነትን ዮሃና ነዚ...

في الذكرى الـ 35 للتحرير والاستقلال التحية لهذا الشعب وذاك الجندي...

Minister Osman Saleh’s Address on the Occasion of...