November 27, 2026

ርእሰ ዓንቀጽ

ሓዳስ ኤርትራ 26 ሕዳር 2026
ግዳይ ክመስል ዝመጻደቕ ምርኡይ ገበነኛ! ስርዓት ብልጽግና፡ ድሕሪ’ቲ ንልዕሊ ሰለስተ ዓመታት ኣንጻር ልኡላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ኤርትራ ክገብሮ ዝጸንሐ፡ ብጽዑቕ ዜናዊ መናፍሕ ዝተሰነየ ቅሉዕን ዘንቀደን ተጻብኦታት፡ ብ9 ጥቅምቲ 2026 ናብ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝሰደዶ መልእኽቲ፡ ኣብ ልዕሊ’ታ መበል 182 ኣባል ናይ’ቲ ውድብ ዝዀነት ልኡላዊት ሃገር ኤርትራ ብወግዒ ኲናት ከምዝኣወጀ፡ ዝተደብተረ ሓቂ’ዩ። እዚ “መስኮት ባሕሪ እንተዘይወነንኩ ሞይተ’ለኹ” ዝትሕዝቶኡ፣ ውሽጣዊ ጸገማት ኢትዮጵያ ንግዳም ንምቕናዕ ዝዕላማኡ፣ ሕንከት ዘይብሉ ምፍርራሕን ምውጥዋጥን ዝዓብለሎ ዘይናትካ ናይ ምውራር ዘመተ ግና፡ ንውሽጣዊ ቅልውላው ኢትዮጵያ መሊሱ ብምዕራግ ተወሳኺ ጸቕጢን ኩነኔን ጥራይ’ዩ ኣስዒቡሉ። ከም’ቲ፡

download

Latest Articles

عندما يتقمص المجرم دور الضحية

ርእሰ ዓንቀጽ

Aswan Meeting: Advancing the Implementation of the El...