July 7, 2018

ኢጣ ልያዊ መ ግዛእቲ ኣብ ኤርትራ
1882-1941

መእተዊ
ብዘም ህረት ዮውሃንስ
ዛጊት ናይ ህዝቢ ኤርትራ ታሪኽ፡ ከም ካላኦት መዳያት ናይ ህይወቱ ንዕቱብ ምርምር ይብድህ ኣሎ። እዚ ብድሆ`ዚ ከኣ ጌና ዝዳረጎ መልሲ ስለዘይረኸበ፡ ምስ ም ሕላፍ ግዜ እናዓበየን እናረዘነን ኣ ብርእሲ ምኻዱ፡ ንሃገር ናይ ምህናጽ ቃልስና ብሃፈሻ ዝምልከት ሕቶ`ውን ስለዝኾነ፡ ዘይም ምላሱ ዝገድፎ ሃጓፍ ኣብ ጉዕዞ`ቲ ቃልሲ ዕንቅፋት ም ዃኑ ኣየጠራጥርን። ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ኣብዚ ዝሓለፈ ዘመን ብበበይኖም ወጻእተኛታት ሞያተኛታት ተመራመ ርቲን ካልኦትን መጠነኛ ምርምር ተጌርሉን ተጻሒ ፉሉን`ዃ እንተዀ ነ፡ ንዓና ኤርትራውያን ብዘርኢ ግን ጌና ድንግል ዓውዲ ከምዘሎ ዘ ይስሓት እዩ። እቲ ብወጻእተኛታት ዝተገብረ ምርምራት መብዛሕትኡ ብግዛእታዊ ረብሓን ዓሌታዊ ኣተሓሳስባን – ግሉጽ ይኹን ሕቡእ – ዝዘንብዐ እዩ።

Latest Articles

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

Statement by Ambassador Sophia Tesfamariam Permanent...

Conversation with Ceramic SculptorNasser Abdelwasie