July 10, 2020

ሓተታ
ታሪኻዊ ስምምዕ ሰላምን ምሕዝነትን ኤርትራን ኢትዮጵያን
9/7/2018 – 9/7/2020

ከምዚ ሎሚ መዓልቲ፣ ቅድሚ ክልተ ዓመት፤ ኤርትራን ኢትዮጵያን ታሪኻዊ ስምምዕ ሰላምን ምሕዝነትን ፈሪመን። ብድሮኡ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣስመራ ኣብ ዝኣተወሉ ዝተገብረሉ ኣቀባብላን ኣብ ገጽ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ዝዓሰለ ሓበንን ሓጎስን፣ ካብ ናይ ዝኾነ ሰብ ግምት ዝለዓለየ’ዩ ኔሩ። ድሕሪ ሳምንቲ፣ ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝበጽሓሉ እዋን ድማ፣ ኣብ ታሪኽ ኣቀባብላ ኢትዮጵያ ንናይ ወጻኢ ሃገራት መራሕቲ፣ መዳርግቲ ዘይብሉ፣ ሚልዮናት ዝተሳተፍዎ፣ ድሙቕ ስነ-ስርዓት ጸኒሕዎ።ስምምዕ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ንህዝቢ ኤርትራ ክልተ ዓበይቲ ትርጉማት ኣለዎ። ቀዳማይ ዓቢ ዓወት’ዩ፥ ዓወት ኣብ ልዕሊ’ቲ ን20 ዓመት መመላእታ፣ ዓበይቲ ሓይልታት ዓለም፣ ንስርዓት ወያነ ኣብ ቅድሚት ኣሰሊፎም፣ ንኤርትራ ንምንብርካኽን ንምጥፋእን ዘካየድዎ ኵለንትናዊ- ማለት ወተሃደራዊ፣ ፖለቲካዊ፣ ቁጠባዊ፣ ማሕበራዊ፣ ዜናዊ፣

download

Latest Articles

Keynote Address of Minister Fawzia Hashim at the...

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

Statement by Ambassador Sophia Tesfamariam Permanent...