January 15, 2022

ሓተታ :
ዓለማዊ ግንባር ኣንጻር ዕብለላን ተጻብኦታትን

ኣብ’ቲ “ታሪኽ ኣብቂዑ’ዩ” ዝብል፡ ንዲናሚክ ታሪኽ ሕብረተሰባት ዝጐሰየ ብድዕተኛ ቅማረ ተመርኲሱ ዝተቐርጸን ንኣጀንዳታትን ረብሓታትን ብኣመሪካ ዝምራሓ ሃገራት ምዕራብ ዘገልግል ዘይምዕሩይ ኣህጉራዊ ስርዓት፡ ንመትከላትን ዕላማታትን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብምድኻምን ንልዑላዊ ማዕርነት ሃገራት ኣብ ሓደጋ ብምእታውን፡ ንሰላምን ጸጥታን ዓለምና ኣብ ሓደጋ ኣውዲቕዎ ይርከብ።እዚ ምስ ምብራኽ ንቕሓት ህዝብታት ዝያዳ ዝቃላዕ ዘሎ ሜላታት ሃገራት ምዕራብ ድማ፡ ኣብ ባይቶ ጸጥታ ሓያል ምትፍናን ፈጢሩ ይርከብ። ኣብ’ዚ ዓመት’ዚ፡ እቶም ንፖለቲካውን ተግባራውን ውሱንነት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዘግሃዱን ምንጪ ምትፍናናት ሓያሎ ሃገራት ኰይኖም ዘሎዉን ተኸታተልቲ ቅልውላዋት ጸጥታ፡ ኲናት ናጎርኖ-ካራባኽ፡ ዕልዋ ማያንማር፡ ናይ ወርሒ ግንቦት ግጭት እስራኤልን ፍልስጤምን፡ ከምኡ’ውን ቍጽጽር ጣሊባን ንኣፍጋኒስታንን ካልኦትን፡ ገለ ካብቶም ዝጥቀሱ’ዮም።ባይቶ ጸጥታ፡ ነዞም ጸገማት ኣብ ምፍታሕ ኣብ ሓባራዊ መረዳእታ ክበጽሕ ኣይከኣለን። ስለዚ ኸኣ፡ ኣብቶም ምስ ክብደት ናይቶም ሽግራት ዘይመጣጠኑ፡ ቀንዲ መሳርሒታት መፍትሒ ግርጭታት’ቲ ውድብ ኰይኖም ዘለዉ፡ ልዝብን ንጥፈታት

download

Latest Articles

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

Statement by Ambassador Sophia Tesfamariam Permanent...

Conversation with Ceramic SculptorNasser Abdelwasie