June 20, 2022

ዝኽሪ 40 ዓመት ሻዱሻይ ወተሃደራዊ ወራር
ኢትዮጵያ ወፍሪ “ቀይሕ-ኮኾብ”
1982 – 2022

ሰኑይ 20 ሰነ ኩሎም ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻኢን ዝነብሩ ኤርትራውያን መዓልቲ ናይ’ቶም ንፍርቂ ዘመን ምሉእ ካብ 1961-1991 ከምኡ ድማ ካብ 1998 -2018 ንምእንቲ ናጽነትን ሉኣላውነትን ዝወደቁ ሰማእታት ኤርትራ ብረዚን ሃገራዊ መንፈስ ኣኽቢሮም። ተኸታተልቲ ስርዓታት ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ንክልተ ዕቁዳትን ፈረቓን ማለት ካብ 1967-1991 ናይ ዝባደመ መሬት ፖሊሲ ብምኽታል ኣብ መብዛሕትኡ ከተማታትን ዓድታትን ኤርትራ ዘስካሕክሕ ጃምላዊ ህልቂት ብምፍጻም፡ ዓድታት ኣዕንዮም፡ ጥሪት ኣህሊቆም፡ ዒላታት ሰሚሞም፡ ኣእዋም ኣቃጺሎምን ነበርቲ ናይ’ተን ዝተደምሰሳ ዓድታት ድማ ተመዛቢሎም ተሰዲዶምን።

ወተሃደራዊ ስርዓት ኢትዮጵያ’ውን እንተኾነ፡ ብሕብረት ሶቬት ነበር፡ ምብራቕ ጀርመን ነበርን ደቡብ የመን ነበርን ብፋይናንሳዊ ደገፍ ሊብያን እናተሓገዘ ውዲታት ኣህጉራዊ ማሕበረሰብን ስርዓት ሱዳንን ብምምዝማዝ ካብ 1978-1986 ኣብ ውሽጢ 8 ዓመታት ሸሞንተ ዓበይቲ ወተሃደራዊ ወራራት ኣካይዱ። ኣብ’ቲ

download

Latest Articles

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

Statement by Ambassador Sophia Tesfamariam Permanent...

Conversation with Ceramic SculptorNasser Abdelwasie