January 2, 2023

ዋዕላታት ምስ ኣህጉር ኣፍሪቃ እንታይ’ዩ ጣቋኡ?

ኣብዚ ቅንያት’ዚ ዋሽንግቶን ኣብ ዘአንገደቶ ሓባራዊ ዋዕላ ኣመሪካ-ኣፍሪቃ፡ ንኣህጉር ኣፍሪቃ ኣብ 3 ዓመት ዝትግበር 55 ቢልዮን ዶላር ናይ ወፍሪ መብጽዓ ከምዝተኣትወ ዝገልጽ `ብስራት` ተቓሊሑ። ኣመሪካ ኲናት ዩክረይን ንምምዋል፡ ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት ምስ ዘውጽኣቶ 105 ቢልዮን ዶላር ክነጻጸር ከሎ ብዙሕ ኣይኮነን። ብመጠን ብዝሒ ህዝቢ ኣፍሪቃ (1.4 ቢልዮን) ክርአ ከሎ እውን፡ 39 ዶላር ንሓደ ሰብ ኣብ 3 ዓመት ምዃኑ’ዩ። 13 ዶላር ኣብ ዓመት። እቲ ጉዳይ ግን ናይ ምብዛሕን ምውሓድን ኣይኮነን። ደገፍ ይውሓድ ይንኣስ ዝጽላእ ኣይኮነን። ብቁጠባን ፖለቲካን ጸለውቲ ዝበሃላ ሓያላትን ምዕቡላትን ሃገራት፡ ከምዚ ዓይነት ዋዕላታት ከአንግዳ ፋሽን ኮይኑ ኣሎ። ሓባራዊ ዋዕላ ኣመሪካ-ኣፍሪቃ፣ ሩስያ ኣፍሪቃ፣ ቻይና-ኣፍሪቃ፣ ጃፓን-ኣፍሪቃ፣ ህንዲ-ኣፍሪቃ፣ ሕብረት-ኤውሮጳ_ኣፍሪቃ፣ እንግሊዝ-ኣፍሪቃ፣ ጀርመን-ኣፍሪቃ፣ ፈረንሳ-ኣፍሪቃ ወዘተ። ለባም ተዓዛቢ፡ እዚ ዋዕላታት`ዚ

download

Latest Articles

Keynote Address of Minister Fawzia Hashim at the...

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

Statement by Ambassador Sophia Tesfamariam Permanent...