February 5, 2023

ስርሒት ፈንቅል፡
ድንቂ ወተሃደራዊ ስትራተጂ ህ.
.ሓ.ኤ

ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ፡ ካብ’ቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝወርድ ዝነበረ ግፍዒ፡ በደልን ወጽዓን ዝተወልደ ፖለቲካዊ ሓይልን መትከላትን መንእሰያት ኤርትራ ኰይኑ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ወዲቡን መሪሑን ባህጊ ሓርነትን ናጽነትን ህዝቢ ኤርትራ ተሰኪሙ ኣብ ምዕራፉ ንምብጻሕ፡ ብህዝቢ ኤርትራ ዝተወከለ ውድብ እዩ። ስርሒት ፈንቅል ከኣ፡ ሓደ ካብ’ቶም ወተሃደራዊ ብልሒን ርቀትን ኤርትራውያን መንእሰያት ዝተመስከረሉ ኣደናቒን ግዙፍን ወተሃደራዊ ስርሒትን ዓወትን እዩ።ህግ፡ ስርሒት ፈንቅል ከካይድ ምስ ወሰነ፡ ዕብየትን ኣገዳስነትን ከምኡ’ውን ዓወቱን ፍሽለቱን ኣብ መጻኢ ዕድል ናጽነት ኤርትራ ክህልዎ ዝኽእል ጽልዋ ኣብ ግምት ኣትዩ፡ ኣዝዩ ጽፉፍ ምድላው ክካየደሉ ነይርዎ። ኣብ 1977 ህግ ወደባዊት ከተማ ምጽዋዕ ንምሕራር ዘካየዶ ስርሒት ከም’ቲ ዝተደልየ ስለዘይከደን ገዚፍ ወስዋእቲ ስለዝተኸፍሎን፡ ኣብ

download

Latest Articles

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

Statement by Ambassador Sophia Tesfamariam Permanent...

Conversation with Ceramic SculptorNasser Abdelwasie