March 31, 2023

ዒራቕ፡ ገና ዝቕጽል ዘሎ
ሓድግታት ወራር

ኣመሪካ ብ1 መጋቢት 2003 – ቅድሚ 20 ዓመታት – ኣብ ልዕሊ ዒራቕ ወራር ከተበግስ ከላ፡ እቲ ቀንዲ ደራኺ ምኽንያት፡ “ህላወ ኣጽናቲ ኣጽዋር” ዝብል “ስለያዊ ሓበሬታ” እዩ ነይሩ። እቲ ኣብ ባይቶ ጸጥታ ብብልቃጥ ብዝቐረበ “መርኣያ” ዝተደገፈ ክሲ ድማ፡ ብብዙሓት ተኣሚኑ’ዩ። ድሒሩ ግን፡ እቲ “ስለያዊ ሓበሬታ” ግጉይ ምንባሩ፡ ባዕሎም ሰበ-ስልጣን ኣመሪካ ተኣሚኖም። ብ24 ጥሪ 2004፡ “We were almost all wrong.” ኢሎም። ሰበ-ስልጣን ኣመሪካ እቲ ውሳነ “ጌጋ” ኢሎም ይናስሕሉ እምበር፡ ነቲ ቀንዲ ወራር ዝጀመሩሉ ተልእኾኦም ግና ቀጺሎምዎ’ዮም። ነገሩ፡ “ክትበልዓ ዝደለኻ ኣባጉምባሕሲ. . .” እዩ ነይሩ። ዛጊት ድማ 5 ትሪልዮን ዶላር ዝግመት ጸጋታት ነዳዲ ካብ ዒራቕ ከምዝዘመቱ፡ ብምኽንያት መበል 20 ዓመት ዝኽሪ ወራር ዒራቕ ዝወጹ ዘለዉ

download

Latest Articles

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

Statement by Ambassador Sophia Tesfamariam Permanent...

Conversation with Ceramic SculptorNasser Abdelwasie