April 18, 2023

ዕላል ምስ ደራሲ መጽሓፍ
“አንቱ በእናት” ማሞ አፈታ

ማሞ አፈታ ኣብ 1977፡ ኣብቲ ንኣፍዓበት ሓራ ዝገበረ መጥቃዕቲ ህዝባዊ ግንባር ተማሪኹ፡ ኣብ 1982 ናጻ ዝተለቀ፣ እንተዀነ፡ ምስ ብጾቱ፡ ኣብ ጐድኒ ፍትሓዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ክስለፍ ዝመረጸ ኢትዮጵያዊ እዩ። ህዝባዊ ግንባር ንበዓል ማሞ፡ ‘ኣህጉራውያን ተቓለስቲ’ ዝብል ክብሪ ብምሃብ’ዩ ምስኡ ክስለፉ ፈቒዱሎም። ማሞ፡ ንጕዕዞ ህይወቱ ከም ተመሃራይ፡ ወተሃደር፡ ምሩኽ፡ ተጋዳላይ፡ ኣፍቃርን ተፈቃርን፡ ብቐንዱ ድማ ነቲ ህዝባዊ ግንባር ኣብ ኣተሓሕዛ ምሩኻት ዝነበሮ መርገጺ እትገልጽ መጽሓፍ ኣብ 2021 ብቋንቋ ኣምሓርኛ ዘሕተመ እዩ። ደራሲ ናይታ ልዑል ተቐባልነት ረኺባ ዘላ፡ “አንቱ በእናት” ዘርእስታ፡ ህዝባዊ ግንባር ኣብ ልዕሊ ምሩኻት ዝነበሮ ኣተሓሕዛ ማእከል ዝገበረት መጽሓፍ እዩ። ደራሲ፡ ኣብዚ ወርሒ’ዚ ናብ ኤርትራ መጺኡ ናብቲ ኣባል ሓለዋ ሰውራ እንከሎ ዝነበሮ ዓራርብ፣ ናብ ናቕፋ፣ ናብታ ዝተማረኸላ ኣፍዓበት

download

Latest Articles

تصريح اعلامي إثيوبيا تبحث عن ذرائع لشن الحرب وتتظاهر بالعدالة

Press Release – Ethiopia: Floating False Flags to...

ጋዜጣዊ መግለጺ ኢትዮጵያ፡ ኲናት ንምውላዕን ርትዓዊ ...