October 21, 2023

ዕርቃን ድርብ ዕያር

 ብ7 ጥቅምቲ ዝተወልዐ ኲናት ቓዛ፡ ካብ ክልቲኡ ወገን ልዕሊ 4,000 ሰባት ቀዚፉ፡ ልዕሊ 10,000 ኣቚሲሉ፡ ገዚፍ ዕንወት ኣውሪዱ፡ ኣማኢት ኣሽሓት ኣመዛቢሉ ኣሎ። ሰላማዊ መዕለቢ እንተዘይተገይሩሉ ድማ፡ ዝኸፍአ መቕዘፍትን ዕንወትን ከውርድ፡ ኣብ ኣዝዩ ተኣፋፊ ክፋል ዓለምና ሰፊሕ ዞባዊ ግጭትን ህውከትን ከባርዕ ዓቢ ተኽእሎ ኣሎ። ነዊሕ ድሕረ-ባይታ ናይዚ ግጭት’ዚ ንጎድኒ ገዲፍና፡ ኣብዚ ኲናት’ዚ፡ ህዝቢ ዓለም ዝዕዘቦ ዘሎ ድርብ ዕያር፡ ነቲ ኣብ ጽውጽዋያት ሃንስ ክርስትያን ኣንደርሰን እነንብቦ፡ ‘ምዕሩግ ልብሲ ተኸዲነ – መሩቑለይ’ ክብል ኣብ ቅድሚ እኩብ ህዝቢ ጥራሕ ነብሱ ዝኸደ ሃጸይ ዘዘኻኽር እዩ።ተሓለቕቲ ኣድማሳዊን ኣህጉራዊን ሕግታት፣ ጠበቓታት ስልጡን ዓለማዊ መትከላት፣ ሃዋርያ ደሞክራሲን ሰብኣዊ ሓርነትን ኢና’ ዝብሉ ተመጻደቕቲ፡

download

Latest Articles

تصريح اعلامي إثيوبيا تبحث عن ذرائع لشن الحرب وتتظاهر بالعدالة

Press Release – Ethiopia: Floating False Flags to...

ጋዜጣዊ መግለጺ ኢትዮጵያ፡ ኲናት ንምውላዕን ርትዓዊ ...