November 4, 2023

ሓበራዊ ዘተ
ቛንቛ ዓረብ ኣብ ኤርትራ

ፍረህይወት ዳኒኤል
ምልከት ብዙሕ ቛንቛታት ዝዓጠቀ ዜጋ ምውናን፡ ብብዙሕ ሸነኻት ዓቢ ጸጋ ንሃገርን ሕብረተሰብን’ዩ። ብፍላይ ድማ ኣብ ኣብያተ ጽሕፈት ዝሰርሑ ኣባላት፡ ሕብረተሰቦም ኮነ ከባቢኦም ዘዘውትሮ ቛንቛታት መሊኾም ንቡዙሕ ተገልጋሊ ስሉጥ ኣገልጉሎት ክህቡ ዘክእል ስልጠና ቛንቛ ምውዳብ እዋናውን ዓቢ ኣተኩሮ ክወሃቦ ዝግባእን እዩ። ኣብዚ ዳርጋ መባእታዊ ምልከት ቛንቛ ዓረብ ተጠላቢ ኮይኑሉ ዘሎ ህሞት፡ ኣብ ሃገርና ኤርትራ ንፈለማ እዋን ንብዙሕ ኩርናዕ ጠመተ ጌሩ ዝተነድፈ ሃገራዊ መምሃሪ ካሊክለም ቛንቛ ዓረብ በማኢት ዝቁጸሩ ሰልጠንቲ ከፍሪ ምኽኣሉ ዓብን ዘሐጉስን ስራሕ እዩ። ኣብ መንፈቕ ዓመተ 2020 ብመሪሕ ተበግሶ ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ኤርትራ (ሃማመተኤ) ምስ መሻርክቱ ሃገራውያን ማሕበራት፡ ማለት ሃገራዊ ማሕበር ደቀንስትዮ ኤርትራን (ሃማደኤ)

download

Latest Articles

Ethiopia: Belligerent Agenda of Regional Destabilization

الأجندة الأثيوبية لزعزعة الاستقرار الإقليمي

تدمير جبهة نادو وتحرير مدينة أفعبت في 19 مارس 1988 ابعاد ودلالات...