April 13, 2024

ሓጺር መብርሂ ብዛዕባ ዝምድና ኤርትራን ሩስያን

ብዶ/ር ኣሕመድ ሓሰን ድሕሊ
እዚ ብምኽንያት መበል 30 ዓመት ምምስራት ዲፕሎማስያዊ ዝምድና ኣስመራን ሞስኮን ብዛዕባ’ቲ ዝምድና ዝቀረበ ሓጺር መብርሂ እዩ። ዲፕሎማስያዊ ዝምድና ክልቲአን ሃገራት ቅድሚ ሩስያ ኣብ ዋና ከተማ ኤርትራ ኣብ ሰነ 1994 ኢምባሲ ምኽፋታ፡ ናጽነት ኤርትራ ኣብ 24 ግንቦት 1993 ምስ ተኣወጀ’ዩ ጀሚሩ። ኢምባሲ ኤርትራ ኣብ ፈደራዊት ሩስያ ግን ድሕሪ ክልተ ዓመት ኣብ ሰነ 1996 እዩ ተኸፊቱ። ይኹን’ምበር ፖለቲካዊ ዝምድና ክልቲአን ሃገራት ኣብ እዋን ሕብረት ሶቬት ነበር፡ ብፍላይ ከኣ ኣብ መጨረሽታ ካልኣይ ኲናት ዓለም ውድብ ሕቡራት ሃገራት ጉዳይ ግዝኣታት ኢጣልያ ኣብ ኣፍሪቃ እንኮላይ ኤርትራ ክርኢ ምስ ጀመረ ዝተኸስተ ጥንታዊ ድሕረ ባይታ ዘለዎ እዩ። እቲ ሽዑ ዝነበረ ዝምድና ናቱ መንቅብን ጽቡቕን

download

Latest Articles

መጅልስ አምን ወለዛልም ቀራራቱ ድድ ኤረትርየ

መጅልስ አምን ወለዛልም ቀራራቱ ድድ ኤረትርየ

Keynote Address of Minister Fawzia Hashim at the...