June 23, 2024

መእተዊ

ብዘምሄረት ዮውሃንስ

ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኢጣልያዊ መግዛእታዊ ምትእትታው ታሪካዊ ነጥበ-መቐይሮ ስለዘመልክት ማዕሪኡ ኣገዳሲ እዩ። እቲ ኣብ እዋን መግዛእቲ ኢጣልያ ከም ሓደ ህዝቢ ክፈልቕ ዝጀመረ ህዝቢ ኤርትራ፡ ታሪኹ ምስ ምምጻእ ኢታልያውያን ገዛእቲ ከም ዘይጀመረ ርዱእ እዩ። እብ መንጎ ቅድመ-መግዛእታውን መግዛእታውን መድረኻት ታሪኹ ግን፡ ዓይነታዊ ፍልልይ ስለዘሎ ስለ`ዚ እዩ ኢጣልያዊ መግዛእቲ ታሪኻዊ ነጥበ-መቐይሮ ዘምልክት – እቲ ፍልልይ`ዚ ኣብ ምምርማር ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ክሰሓት ኣይግባእን። ቅድመ-መግዛእታዊ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ፡ እቲ ቅድሚ ኣሽሓት ዓመታት ዝጀመረ ጥንታዊ ታሪኹ ከም ህዝቢ – ናይ ዞባና ህዝብታት ናይ ሓባር ታሪኽ ምዃኑ ከይተዘንግዕ – ክጉሰ ዝኽእል ወይ ኣትሒትካ ዝጥመት ኣይኮነን። ንሱ፡ ታሪኻዊ ውርሻ ህዝቢ ኤርትራ – ጎረባብቱ ህዝብታት እንተላይ ኣብ ርእሲ ምዃኑ፡ ንዘመናዊ

download

Latest Articles

عربدة تهدد السلام الإقليمي والقانون الدولي!

ንዞባዊ ሰላምን ኣህጉራዊ ሕግን ንሓደጋ ዘቃልዕ...

The Midas and Lycaon Curses: A Fatal Ambition