September 2, 2024

ቃል ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን
ፍትሕን ብኣጋጣሚ ባሕቲ መስከረም 2024

ባሕቲ መስከረም 1961፡ ህዝቢ ኤርትራ ንፖለቲካዊ ቃልሱ፡ ናብ ሓድሽ ምዕራፍ መኸተ ዘሰጋገረላ፡ ንዕጥቃዊ ታጋድሎ ኣሃዱ ዝበለላ ኣገዳሲት ዕለት’ያ። ካልእ ሕርያታት ስለዘይነበሮ ተገዲዱ ዝወሰዶ ከቢድ ውሳኔ ከኣ’ዩ። ምኽንያቱ ኣብ ገዛእ ዓቕሙ ተኣማሚኑ ምስ ዘይዳረጎም ጸላእቲ ክገጥም ምውሳኑ ቀሊል ስለዘይነበረ፡ ሽዑ ዓንዳርነት ዝወሰድዎ፣ ክዕወት ዘይክእል ከንቱ ፈተነ ዝመሰሎም ውሑዳት ኣይነበሩን። ይኹን እምበር፡ ንቕድሚት ምስጓም ንድሕሪት ምምላስ፣ ምውዳቕ ምትንሳእ እናገጠሞ እናተመኰረ፡ ብቑዕ ውድብን መሪሕነትን ፈጢሩ፡ ሓይሉ ከራብሕ መላእ ዓቕሚ ህዝቢ ከኽትትን ስለዝኸኣለ፡ ሓደ ካብ ውሑዳት መወዳድርቲ ዘለውዎ ዕውት ቃልሲ ንሓርነት ክኸውን

download

Latest Articles

ዘተ ሚሸል ኮሎን ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ

تصريح اعلامي إثيوبيا تبحث عن ذرائع لشن الحرب وتتظاهر بالعدالة

Press Release – Ethiopia: Floating False Flags to...