September 29, 2024

ኣህጉራዊ መዓልቲ ቱሪዝም

ዓመታዊ መልእኽቲ ሚኒስትሪ ቱሪዝም ብኣጋጣሚ ኣህጉራዊ መዓልቲ ቱሪዝም 2024 ኣብ 27 መስከረም ዝኽበር ኮይኑ፡ ቀንዲ ዕላማኡ ማሕበረ-ሰብ ዓለም፡ ብዛዕባ ማሕበረ-ቁጠባዊ ኣገዳስነት ጽላት ቱሪዝም፡ ግቡእ ርድኢት ከም ዝህልዎ ንምግባር እዩ። ዓመት መጽአ መዓልቲ ቱሪዝም ከነብዕል ከለና ንስለ በዓል ዘይኮነ፡ መደባትናን ግብራዊ ስራሕናን እንግምግመሉ ኣጋጣሚ ክኸውን ይግባእ። ብመሰረት ዝሓንጸጽናዮ ስትራጅያዊ ውጥንን መደባት ስራሕን ዛጊት እንታይ ሰሪሕና? ዝገጠመና መድረኻዊ ማሕለኻታት ኣብ ቦትኡ እናሃለወ፡ ንምብድሁን ንዝመጽእ ርሁው መጻኢን ድልውነትና ነረጋግጽ ዶ ኣለና? ወራርን ተጻብኦን መኪትና ከም ዝተዓወትና፡ ኣብ ልምዓትን ህንጸትን ብዝሓየለ

download

Latest Articles

El-Alamein Joint Declaration: Between Egypt, Sudan,...

إعلان العلمين المشترك الصادر عن القمة الرباعية التشاورية بين مصر...

كلمة وزير الشئون الخارجية السيد/ عثمان صالح أمام الدورة الـ 81...