February 20, 2025

መገዲ ሕውየት፡ ንግጭት ደጋዊ ምምሳል
ወይ ንኤርትራ በጃ ምግባር ኣይኮነን

ብሚኒስተር ዜና የማነ ገብረመስቀል

ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ነበር ሙላቱ ተሾመ፡ ኤርትራ ‘ኣብ ቀርኒ-ኣፍሪቃ ሓድሽ ግጭት ክትውልዕ’ ተዳልያ ምህላዋ ኣምሲሉ ዝኸስስ ኣደናጋሪ ናይ ሓሶት ጠቐነ ኣበጊሱ ኣሎ። እዚ ዓሻ ድፍረት ዝመልኦ ጠቐነ’ዚ፡ ብዘይ ሕብእብእ ነቲ ኲናት ዝቕስቅስ ሓደገኛ ዛዕባኦም ንምሽፋንን ርትዓዊ ንምምሳሉን ዝሃቀነ እዩ። የግዳስ፡ እዞም ዝስዕቡ ሓቅታት ከም ሓቒቕ ማይ ንጹራት እዮም፦
1-ብኣንጻር’ቲ ኣቶ ሙላቱ ተሾመ ክቕርቦ ዝፈተነ ዝንቡዕ ትረኻታት፡ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ 1998 ናብ ኲናት ክኣትዋ ዝኸኣላ፡ ብሕወሓት ዝምራሕ ዝነበረ ስርዓት ኢትዮጵያ፡ ንኣህጉራዊ ግዝኣተ-ሕጊን ነቲ ‘መግዛእታዊ ዶባት ክኽበር

download

Latest Articles

መግለጺ ሃኮሰኤ ብምኽንያት ሓደ ግንቦት ዓለማዊ መዓልቲ...

Independent Development Policy, Human Capital, and the...

إقليم شمال البحر الأحمر متحف طبيعي يضم العديد من الآثار التاريخية