October 9, 2026

ልኡላዊ ግዝኣት ኤርትራ፡
ብደምን ብሕግን ዝተሓጽረ ቀይሕ መስመር!

ርእሰ ዓንቀጽ
ሓዳስ ኤርትራ 8 ጥቅምቲ 2026 –
ስርዓት ብልጽግና፡ ኣብ’ቲ ንልኡላውነት ኤርትራ ዒላማ ብምግባር ዘካይዶ ዘሎ ሰፊሕ ተጻባኢ ዲፕሎማስያውን ዜናውን ዘመተ፡ ነቲ ታሪኽ ዘይፈልጥ ሓድሽ ወለዶ ንምድንጋር፡ ኤርትራ – ንኢትዮጵያ ኣፍደገ ባሕሪ ንምኽላእ ብዝተፋሕሰ ውዲት “ዝተፈጥረት” ሃገር ኣምሲሉ ክጠቕሳ ይስማዕ’ዩ። ኣብ’ዚ ውዲት’ዚ ብቐዳምነት ዝኸሰን፡ ሃገራት ዓረብ ብሓፈሻ፣ እታ “ታሪኻዊት ጸላኢት” ኢሉ ዘጠመቓ ግብጺ ድማ ብቐንዱ’ያ። ናጽነት ኤርትራ፡ ን30 ዓመታት ብዝቐጸለን ኣብ 1991 ንገዛእቲ ሓይልታት ኢትዮጵያ ብዝጸራረገን መስተንክራዊ ወተሃደራዊ ዓወት ዝተረጋገጸ’ዩ። ሕጋውነት ሕቶ ኤርትራ ንናጻ ሃገር ግና፡ ቅድሚ ብረታዊ ቃልሲ ዝነበረ’ዩ።

download

Latest Articles

ልኡላዊ ግዝኣት ኤርትራ፡ ብደምን ብሕግን ዝተሓጽረ...

سيادة إرتريا: خط أحمر لا يحده إلا الدم والقانون!

El-Alamein Joint Declaration: Between Egypt, Sudan,...