November 17, 2018

ሓድሽ ምዕራፍ ኣብ ታሪኽ
ህዝብታት ቀርኒ ኣፍሪቃ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ዝሓለፈ ቃለ-መሕትቱ ኣስፊሑ ከምዝገለጾ፡ ዞባና፡ ቀርኒ ኣፍሪቃ ናብ ሓድሽን ፍሉይን ታሪኻዊ መዋእል ኣብ ዝሰጋገረሉ ነጥበ መቐይሮ ይርከብ። ከምዝፍለጥ ኣብ መፋርቕ ዝሓለፈ ዘመን፡ ኤውሮጳዊ መግዛእቲ ድሕሪ ምብቅዑ፡ ዞባና ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ንኣስታት 80 ዓመታት ኣብ ትሕቲ ዘየዕርፍ ኲናትን ግጭታትን፣ ኣብ ዓዘቕቲ ፖለቲካዊ፡ ቍጠባዊን ማሕበራዊን ቅልውላዋት ተሸሚሙ’ዩ ኣሕሊፍዎ። ዘይሕጋዊ ጎበጣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘስዓቦ ነዊሕ ሓርነታዊ ቃልሲ፣ ኲናት ሶማልን ኢትዮጵያን፣ ግጭት ሰሜንን ደቡብን ሱዳን፣ ውሽጣዊ ፖለቲካውን ዕጥቃውን ተቓውሞ ህዝብታት ኢትዮጵያ፣ ሕንፍሽፍሽ ሃገረ ሶማልን ግብረሽበራዊ ምንቅስቓሳትን፡ ገለ ካብ’ቶም ሰላምን ቅሳነትን ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘሪጎም፡ ወርቃዊ ግዜን ዕድላትን ህዝብታት ናይ’ዚ ዞባ ዘባኸኑ ጉሉሓት ብድሆታት

Latest Articles

زيارة الرئيس إسياس أفورقي إلى المملكة العربية السعوديةرسخت...

أفورقي: وقف حرب السودان يبدأ بقطع خطوط إمداد الدعم السريع

ارتريا تسحب عضويتها من منظمة الايقاد