September 20, 2026

መልእኽቲ ሚኒስተር ትምህርቲ ዶር. ሓሊማ መሓመድ ኣብ መኽፈቲ ሲፖዝዩም ዝኽሪ ወርቃዊ እዮቤልዩ ምምስራት ቤት-ትምህርቲ ሰውራ

ክቡር ፕረዚደንት ሃገረ ኤርትራ ብጻይ ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡
ዝኸበርኩም ሚኒስተራት፡ ኣዘዝቲ ሰራዊት፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ግንባርን ሃገራውያን ማሕበራትን፡ ዲፕሎማሰኛታትን ክሉኹም ተሳተፍቲ ማሕበረሰብ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ደቂ ዓባይ ድስትን፡ እንቋዕ ኣብ መበል 50 ዓመት ወርቃዊ እዮበሊዩ ምምስራት ቤት ትምህርቲ ሰውራ ‘ረዚን ዝኽሪ፡ ንሓድሽ ወፍሪ ህንጸት ሃገር’ ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ከነብዕል ኣብቃዓና። ቅድሚ 50 ዓመት ነዚ መወዳድርቲ ዘይርከቦ ቅዱስ ሕልሚ ሓሊሞም፡ ንሕልሞም ክዉን ክኸዉን ከይተጻዕቱ ሰሪሖም ዕላማ ዘለዎም ብቑዓት ሃገራውያን ክንከዉን ዘኽኣሉና፡ ሓሰብቲ ናይ ሽዑ መንእሰያት መራሕቲ ህዝባዊ ግንባርን ክሉኹም መማህራንን ኣለይትን ሓካይምን ቤት ትምህርቲ ሰውራን  እንቋዕ መጎሰኩም

download

Latest Articles

መልእኽቲ ሚኒስተር ትምህርቲ ዶር. ሓሊማ መሓመድ ኣብ...

Considered and Long-Pronounced Position

الثورة الارترية وعبقرية توظيف الامكانات على محدوديتها