October 3, 2022

መልእኽቲ ሚኒስትሪ ትምህርቲ
ብምኽንያት 8 መሰከረም

ኣህጉራዊ መዓልቲ ምጥፋእ መሃይምነት ምጥፋእ መሃይምነትን ለውጢ ኣብ ኣተሓሕዛኡን ኣህጉራዊ መዓልቲ ምጥፋእ መሃይምነት፡ ብዓለም ደረጃ ኣብ 8 መስከረም ተዘኪራ እትውዕል ዕለት እያ። ኣብ ሃገርና ኣብዚ ዓመት እዚ፡ ንመበል 21 ግዜ ብዓለም ደረጃ ድማ ንመበል 57 ግዜ ትዝከር ኣላ። እዛ ዕለት፡ መደባት ትምህርቲ ንዓበይቲ ኣብ ሃገርና ንክልተ ኣካዳሚያዊ ዓመታት ተቛሪጹ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኣብ ናይ 2021/2022 ዓመተ-ትምህርቲ ዳግም ተኸፊቱ – ኣብ ዞባታት ዘተባብዕ ንጥፈታት ኣብ ዝካየደሉን ንሓድሽ ዓመተ ትምህርቲ ምድላው ኣብ ዝግበረሉን ዘሎ እዋን እያ ትዝከር ዘላ። ኣብዚ ዓመት’ዚ ዝተራእየ ገስጋስ፡ ዝተቐስመ ተመኩሮ፡ ዘጋጠመ ሕጽረታት ይኹን ብድሆታት ከኣ፡ ከም ኣገዳሲ መወከሲ ክስረሓሉ ይግባእ።ኣህጉራዊ መዓልቲ ምጥፋእ መሃይምነት፡ ግንዛበን መረዳእታን ብምፍጣር፡ ተሳታፍነትን

download

Latest Articles

Briefing by M. Osman Saleh, Minister of Foreign Affairs,...

Ethiopia is not being ‘dragged into war’

ንዓቕሊ ጽበት ሰልፊ ብልጽግና...