October 21, 2017

መቕድም

ህዝቢ ኤርትራ ዓይኒ ዝስሕብ ስትራተጂያዊ ኣገዳስነት መሬቱን ባሕሩን፡ ንስለ ጂኦ-ፖለቲካዊ ረብሓ ዓበይቲ ሓይልታት፡ ካብ ካርታን ዓለም ክሕከኽ ተፈሪዱ ዝነበረ ህዝቢ እዩ። የግዳስ፡ ብሓሳብ እምበር ብግብርን ኣብ ባይታን ኤርትራዊ ሃገራውነት ብቐሊሉ ዝሕከኽ ኰይኑ ኣይተረኽበን። ኤርትራዊ ንቕሓትን ሃገራዊ ወኒን፡ ኣብ ነዊሕ ምርብራብ ንዂሉ ጊንጢታት ስዒሩ። ህላወን ቀጻልነትን ሃገር ብእጹብ ድንቂ ታሪኽ ኣውሒሱ። እዚ ዘሕብን ሃገራዊ ታሪኽ’ዚ፡ ውጽኢት፡ ሓያል ሃገራውነትን መዳርግቲ ኣልቦ ጅግንነትን ጽንዓትን ዜጋታት እዩ። ንሚዛንን ክብረትን ኤርትራዊ መንነት ኣዝዩ ረዚን ዝገበሮ ከኣ፡ እቲ በዚ ሓያል ሃገራዊ መንፈስን ጽንዓትን’ዚ ንሓርነት ዝተኸፍለ ረዚን ዋጋ እዩ።

Latest Articles

Briefing by M. Osman Saleh, Minister of Foreign Affairs,...

Ethiopia is not being ‘dragged into war’

ንዓቕሊ ጽበት ሰልፊ ብልጽግና...