July 12, 2022

መዘክር ሓባራዊ ስምምዕ
ሃገረ ኤርትራን ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ሶማልን

ሃገረ ኤርትራን ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ሶማልን፣
ንታሪኻዊን ሕውነታዊን ምትእስሳር፡ ከምኡ’ውን ድልዱል ሓባራዊ ምሕዝነት ህዝብታት ኤርትራን ሶማልን መሰረት ብምግባር፣
ኣብ መንጎ ክልቲኡ ህዝብታት ዘሎ ዓበይቲ ሓባራዊ ረብሓታት ብምስትውዓል፣
ኣብ ሶማል ዝካየድ ዕውት ቃልሲ ኣንጻር ሽበራ፡ ቅድመ ኩነት ንሰላም፡ ምርግጋእን ጸጥታን ሶማል ጥራይ ዘይኮነ ኣድላይነቱ ንመላእ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብምግንዛብ፣
ሰላምን ልምዓትን ሶማል፡ ንዞባዊ ቁጠባዊ ውህደትን ብልጽግናን ወሳንነቱ ብዕምቈት ብምርዳእ፣
ኤርትራን ሶማልን ኣብዚ ዝስዕብ ጉዳያት ይሰማምዓ፦
ዝምድና ክልቲኡ ህዝብታት እንተላይ ማሕበረኮማት ዲያስፖራ ምዕዛዝ፣

download

Latest Articles

Briefing by M. Osman Saleh, Minister of Foreign Affairs,...

Ethiopia is not being ‘dragged into war’

ንዓቕሊ ጽበት ሰልፊ ብልጽግና...