August 21, 2023

ምምስራት ግንባር ናቕፋ
ማእከል ስሕበት ሓርነታዊ ቃልሲ
(9ይ ክፋል)

ሰሎሙን በርሀ
ኣብ ዝሓለፈ ክፋል ናይዚ ጽሑፍ’ዚ፡ መሪሕ ውድብ ህዝባዊ ግንባር፡ ነቲ ብደገፍ ሕብረት ሶቭየት ኣብ ወተሃደራዊ ሚዛን ሓይሊ ዝመጸ ዓቢ ለውጢ ብወድዓውነት ገምጊሙ፡ ነቲ ደርግ ዝሃነጾ ክሳብ ዓንቀሩ ዘመናዊ ኣጽዋር ዝዓጠቐ ገዚፍ ሰራዊት፡ ኣብ ዝተናውሐ ኲናት ጸሚዱ ንምድኻሙን ንምስዓሩን፡ ኣብ መፋርቕ 1978 ውሳነ ስትራተጂያዊ ምዝላቕ ከምዝወሰደ፡ በቲ ውሳነ’ቲ መሰረት ከኣ ህዝባዊ ሰራዊት ካብ ዝሰፍሐ ሓራ ቦታታት ኤርትራ ቀስ ብቐስ እናስሓበ ሳሕል ብምብጻሕ ናይ መወዳእታ መከላኸሊ መስመሩ ከምዝሓዘ ርኢና። ኣብቲ ናይ መወዳእታን ሓጺናዊን ዕርዲታት ሳሕል ዝተፈነ ራብዓይን ሓሙሻይን ወራራትን ምፍሻሉ እውን ተመልኪትና።

download

Latest Articles

الفاتح من سبتمبر 1961 وتحولت شرارة الكفاح المسلح الى بركان جامح ـ...

Hamid Idris Awate, the legend

ዜና ሓሶት ብዛዕባ መርከብ ሽኵሹኳ ኤምባሲ ሃገረ...