March 30, 2023

ሰላምን ርግኣትን ንልምዓት!

ከነረጋግጽ ሰላምን ርግኣትን የድልየና፣ ሰላምን ርግኣትን ሰሪሕና እንፈጥሮ ኩነት’ዩ፣ ብደገ ዝመጽእ ማና ኣይኮነን። ልምዓት’ውን ሰሪሕና እንፈጥሮ እዩ። ብሰፊሕ ሱታፌ ህዝቢ ዝረጋገጽ ድማ’ዩ። ስለዚ ኣብ ውሽጢን ወጻኢን ዘሎ ህዝብናን ኣብ ሕቚፉ ዝነብር ሓይልታት ምክልኻልናን ተወዲቡ ንልምዓት ክኸትት ኣለዎ።” እዚ ቃላት’ዚ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ዝሓለፈ ቃለ_መጠይቕ ካብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ እተወስደ’ዩ። ብርግጽ ድማ፡ ሰላምን ርግኣትን ቅድመ-ኩነት ንልምዓት እዩ። ኤርትራ ዘተኣማምን ውሽጣዊ ሰላምን ርግኣትን ዝሰፈና ሃገር ትኹን’ምበር፡ ዘይርጉእ ኩነታት ዞባና፡ ቀጻሊ ግዳማዊ ሕንከራ፡ ዕብየትና ንምሕናቕ ዘንቀደ ነዊሕን ጽዑቕን ተጻብኦ፡ ንውሑስ ልምዓትን ዞባዊ ምትሕብባርን ዓንቃፊ ኮይኑ ጸኒሑ ኣሎ። ጎዶቦና ካብ ነውጺን ቅልውላውን ወጺኡ ናብ ዞባ ሰላም ልምዓትን ምትሕብባርን ንክቕየር ድማ፡ ኤርትራ ብሃናጺ ጽምዶን ልዑል ተወፋይነትን

download

Latest Articles

Briefing by M. Osman Saleh, Minister of Foreign Affairs,...

Ethiopia is not being ‘dragged into war’

ንዓቕሊ ጽበት ሰልፊ ብልጽግና...