May 3, 2021

ቀርኒ-ኣፍሪቃ፡ ድሕሪ 30 ዓመት ናበይ?

ዝሑል ኲናትን ስምብራታቱን ከም ድሕረ-ባይታ ኣቐሚጥካ፣ ኣብቂዑ ካብ ዝተባህለሉ ሰዓት፡ ኣብዘን ኣስታት 30 ዓመታት፣ ንቐርኒ-ኣፍሪቃ ተኸሲቱ ዝነበረ ዓቢ ትስፉው ዕድላት ዘይሃስስ ዝኽሪታት’ዩ። ነቲ ዕድላት ናብ ዘላቒ ርግኣትን ልምዓትን ንምድራኽ፣ ሃገራትን ህዝቢታትን ቀርኒ-ኣፍሪቃ ኣበጊሶሞ ዝነበሩ፣ ሓባራዊ ናይ ምምልላእን ምትሕግጋዝን (complementarity/cooperation) ጉዕዞ ዝኽሪታት’ውን፡ ህያው’ዩ። ሕጂ ድሕሪ 30 ዓመታት ግን፣ ብኣንጻር’ቲ ባህጊን ተበግሶታትን፣ ቀርኒ_ኣፍሪቃ ዝርከቦ/ዘለወሉ ህሉው ኩነታት/ ቅልውላዋት፡ ካብ ዝተሓሳስብ ንላዕሊ’ዩ። . . . ስለምንታይ? ሸቶታት ርግኣትን ልምዓትን፡ ምስ ግዜ ዝውንዘፍን ዝበሊን ስለዘይኰነ፣ መጻኢ ጉዕዞ ከኣ፡ ወጻኢ ካብ ስምዒታዊ ጸቢብ ንባብ ሳዕቤናት፡ ንጠንቂታት ናይቲ ህሉው፡ ብወድዓውነት መርሚሩ ርእየት ከነጽር ስለዝግባእ፣ ናይ 3 ዓሱራት (decades) መዛግብቲ ምግንጻል እዋናዊ እዩ። ናይቲ ምዕባለታት ተዋሳእቲ፡ ዓለማውያንን ዞባውያንን ዘቤታውያንን ጸለውቲ ባእታታት ዝገበሩዎ ኣበርክቶ፡ ከከም ሚዛኑ ምርኣይ ከኣ ግድን’ዩ። ምስ ምኽታም ዝሑል ኲናት፣ ወሰንቲ ቀጸላታት ሓይሊታት ኣመሪካ፡

download

Latest Articles

Men’esey May 2026

السدود والخزانات التي شيدت في ارتريا خلال سنوات الإستقلال لتخزين...

Eritrea’s Agricultural Development Over the Past 35...