September 26, 2020

ቃለ-መሕትት ምስ ሓይለዝጊ ሃብተስ
ሓላፊ ሕርሻታት ደቡባዊም ዕራብ ዞባ ጋሽ-ባርካ

ዳህላክ ነጋሲ
ደቡባዊ ምዕራብ ዞባ ጋሽ-ባርካ ዓበይቲ ልምዓታዊ ንጥፈታት ዝካየደሉ ሰፊሕ ቦታታት እዩ። እቶም ኣብ ምልማዕ ዘራእትን ምስባሕ ጥሪትን ኣተኲሮም ዝሰላሰሉ ዕማማት፡ ኣብ ምርግጋእ ዋጋታት ልዑል ኣስተዋጽኦ ኣለዎም። ኣብ ርእስ’ዚ፡ ኣብ ምምላእ ጠላባት መንግስታውያን ትካላት ልዑል እጃም ከም ዘለዎም ይፍለጥ። ንሓፈሻዊ ንጥፈታት እቲ ሕርሻታት ዝምልከት ምስ ሓላፊ ሕርሻታት ደቡባዊ ምዕራብ ናይ’ቲ ዞባ ኣቶ ሓይለዝጊ ሃብተ ዘካየድናዮ ቃለ-መሕትት ይስዕብ። * ሕርሻታት ደቡባዊ ምዕራብ ጋሽ ባርካ ብኸመይ ኣገባብ ዝተወደቡ እዮም? ዝጥርንፎም ንኡሳን ዞባታትከ? ፈለማ፡ እዚ ዞባ ብኣወዳድባ ኮርፖረሽን ዘራእትን ጥሪትን ኤርትራ ከም ሓደ ዞባ እዩ ዝርኤ። ብሓፈሽኡ ግን ምዕራባዊ ዞባ፡ ደቡባውን ሰሜናውን ምዕራብ ተባሂሉ ኣብ ክልተ ዝተኸፍለ’ዩ። ደቡባዊ ምዕራብ ጋሽ ባርካ ድማ ንሰለስተ ንኡሳን ዞባታት ሕርሻ ማለት ሃይኮታ፡ ተሰነይን ጎልጅን የጠቓልል። እቲ ኣወዳድባ ክሳብ ላዕላይ ጋሽ

download

Latest Articles

Briefing by M. Osman Saleh, Minister of Foreign Affairs,...

Ethiopia is not being ‘dragged into war’

ንዓቕሊ ጽበት ሰልፊ ብልጽግና...