January 15, 2022

ቃለ-መሕትት
ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ

ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ዝሓለፈ ቀዳም 8 ጥሪ 2022፡ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት ብሬድዮን ተሌቪዥንን ኤርትራ ብቐጥታ ዝተመሓላለፈ ቃለ-መጠይቕ ኣካዪዱ ነይሩ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ቃለ-መሕትቱ፡ ኣብ ዝተፈላለየ ዞባውን ሃገራውን ዛዕባታት ሰፊሕ መብርሂ ሂቡ። ትሕዝቶኡ እነሆ፦

ክቡር ፕረዚደንት፡ ዓሚ ጥሪ ኣብ ዝተኻየደ ቃለ-መሕተት፡ ወያነ ኣብ ትግራይ ዝወልዖ ኲናት ገና ከምዘይተወድአን ንወያነ ትንፋስ ንምስኳዕ ብኣሸቀልቲ ክህቀን ዝኽእል ኩነታትን ዝምልከት ኣመት ሂብካ ነይርካ፡ ብድሕሪኡ ኣብዚ ዝሓለፈ ዓመት፡ እቲ ኲናት ናብ ማእከል ኢትዮጵያ ልሒሙ ብዙሕ ዕንወት እውን ኣኸቲሉ። እቲ ሕጂ ዘሎ ኩነታትን መጻኢ ኣመታቱን ብዝምልከት እንታይ መብርሂ ትህበና? ብሓፈሻኡኸ ኩነታት ኢትዮጵያ ናበይ ገጹ እዩ? ጽልዋኡ ኣባናን ብደረጃ ዞባንከ እንታይ ክኸውን ይኽእል?
መጀመርታ ርሑስ ሓድሽ ዓመት! ንኹሉ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ዘሎ ህዝቢ ኤርትራን ንሓይልታት ምክልኻል ኤርትራን። ንዓኻትኩም እውን። እቲ ዝዓበየ

download

Latest Articles

في حوار مع السيد/ صالح أحمد دين رئيس الإتحاد الوطني لشباب وطلبة...

ዓዳት ወመናበረት ደሃሊክ

Understanding Eritrea’s Distinctive Development Vision