February 9, 2018

‘ቃለ-መሕትት’፡ ኣቶ ኣለምሰገድ ተስፋይ እዩ።
‘እቲ ኻልእ ኵናት’ – ኣድማሳዊ ሓቅነት ዘለዋ
ኤርትራዊት ድራማ!

ዮሴፍ ሃይለማርያም
ናይ ሎሚ ዕዱም ዓምዲ ‘ቃለ-መሕትት’፡ ኣቶ ኣለምሰገድ ተስፋይ እዩ። ብ1944 ኣብ ዞባ ደቡብ – ከተማ ዓዲ-ዃላ ዝተወልደ ኣቶ ኣለምሰገድ፡ ብ1969 ኣብ ኢትዮጵያ፡ ብ1972 ድማ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ብሞያ ሕጊ ናይ ባችለርን ማስተርስን ማዕርግ ዝለበሰ’ዩ። ብ1974 ናይ ዶክቶረይት ትምህርቱ ኣቋሪጹ፡ ኣብ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ብምስላፍ ከኣ፡ ክሳብ ናጽነት ኣብ ዝተፈላለየ – ማለት ኣብ ትምህርቲ፡ ባህሊ፡ ምንቕቓሕን ዜናን ኣገልጊሉ። ነዚ ዝሓለፈ ኣስታት ዕስራ ዓመት ናይ ናጽነት ከኣ፡ ነቲ ካብ 1941 ክሳብ 1962 ዝዝርጋሕ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ፡ ከም ሓደ ጥሙርን ተኸታታሊን መጽናዕቲ ኣብ ምድላው ኣሕሊፉዎ። ‘ኣይንፈላለ’ (1941-1950)፡ ‘ፈደረሽን ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ፡ ካብ ሜትየንሶ ክሳብ ተድላ’ (1951-1955)፡ ‘ኤርትራ ካብ ፈደረሽን ናብ ጐበጣን ሰውራን’ (1956-1962)፡ ዝብላ ንታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ዝገልጻ ዓበይቲ ተኸታተልቲ ቅጽታት ከኣ ካብ ፍርያቱ እየን። ብዘይካ’ዚ፡ ኣቶ ኣለምሰገድ ተስፋይ፡ ልብ-ወለዳዊ ዛንታታት፡

Latest Articles

Ethiopia: Belligerent Agenda of Regional Destabilization

الأجندة الأثيوبية لزعزعة الاستقرار الإقليمي

تدمير جبهة نادو وتحرير مدينة أفعبت في 19 مارس 1988 ابعاد ودلالات...